እቲ ዓብዪ ቅልስ ንምዝርጋሕ ዝተሓንጸጸ መደብ 2.0

ኣብቲ ኣብ 2023 ከምኡ'ውን 2024 ንምድላው ዳግመ ምጽኣት የሱስ ተባሂሉ ዝካየድ ናይ ሚልዮናት ቅዳሓት ምዝርጋሕ ኣባል ኩን።

Cover-Image_TI
iqL1705928575645

ኤለን ጂ. ዋይት

ኣባል መስረትቲ ቤተ ክርስትያን ሻብዓይቲ መዓልቲ ኣድቬንቲስታውያን

እዛ መጽሓፍ እዚኣ ካብተን ካልኦት ብዝሰፍሐ ተዘርጊሓ ንኽርእያ ዝለዓለ ህንጡይነት ኣሎኒ... ምኽንያቱ፡ እቲ ንዓለም ዝተላእከ ናይ መወዳእታ መልእኽቲ መጠንቐቅታ፡ ካብ ዝኾነ ይኹን ኣብተን ካልኦት መጻሕፍተይ ንላዕሊ፡ ኣብዛ እቲ ዓብዪ ቅልስ እትብል እዩ ብዝነጸረ መልክዑ ተዋሂቡ ዘሎ።

24k

ዝወረዱ

122

ቋንቋታት

pTi1706000110755

ቴድ ኤን.ሲ. ዊልሰን

ፕረሲደንት፡ ቤተ ክርስትያን ሻብዓይቲ መዓልቲ ኣድቨንቲስታውያን

ቴድ ኤን.ሲ. ዊልሰን

ፕረሲደንት፡ ቤተ ክርስትያን ሻብዓይቲ መዓልቲ ኣድቨንቲስታውያን

ብኸመይ ተሳታፊ ምዃን ይከኣል

ስጉምቲ

ነቲ ፕሮጀክት ናብ ቦርድ ቤተ ክርስትያን ኣቕርብ

ስጉምቲ

ስፍሓት እትበጽሖ ከባቢ ምረጽ

ስጉምቲ

ዝርዝር ኣቓሑ ኣዝዝ

ስጉምቲ

ኣከፋፍል

“እግዚኣብሄር እዛ መጽሓፍ እዚኣ ምእንቲ ብዘይ ምድንጓይ ናብ ኵሉ ሸነኽ እዛ ዓለም እዚኣ ንኽትዝርጋሕ ኢሉ እዩ ደሪኹኒ፡ ምኽንያቱ እዞም ንሳ ሒዛቶም ዘላ መጠንቐቅታታት ሰባት ኣብታ መዓልቲ እግዚኣብሄር ደው ንምባል ምእንቲ ክኽእሉ ንዓታቶም ንምድላው ዝሕግዝዎም ኣድለይቲ መጠንቐቅታታት ስለ ዝኾኑ እዮም።”

ebB1706110102934

ኤለን ጂ. ዋይት፡ ሰነድ 24፡ 1891

ነታ እቲ ዓብዪ ቅልስ እትብልን ካልኦት ጠቐምቲ ምንጭታትን ኣውርድ

እቲ ዓብዪ ቅልስ

ጽሟቕ

እንታይ ይመስለኩም፡ እዛ ዓለም እዚኣ እናተመሓየሸትዶ ወይሲ እናገደደት እያ ትኸይድ ዘላ፧ ኣብዚ እዋን'ዚ ዝበዝሕ ሰብ፡ እዛ ዓለም እዚኣ እናኸፍአት ትኸይድ ከም ዘላ እዩ ዝኣምን፡ እዚ ድማ ዘገርም ኣይኰነን። ምናልባት እዚ ኣብ ብመላኣ እዛ ዓለም እዚኣ፡ እቲ ዝኸፍአ ነገር ክኸውን እዩ ዝብል ዘሎ ትጽቢት ሰባት፡ ውጽኢት ናይቲ ኣብ ሕማቕ ዜናታት ተዋሒጡ ዘሎ ባህሊ ክኸውን ይኽእል እዩ፡ ወይ ድማ ምናልባት ነቲ ኣብ ሕመረት እዛ መጽሓፍ እዚኣ ቀሪቡ ዘሎ ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓቂ ብባህሪና ስለ ዝፈለጥናዮ ኽንከውን ንኽእል ኢና፤ ብዝኾነ ኣብዛ ዓለምና እዚኣ ኣመና ረዚን ዝኾነ ጸገም ኣሎ፡ ንሕና ንዕኡ ኽንጽግኖ ድማ ዓቅሚ ዝበሃል የብልናን።

እታ እቲ ዓብዪ ቅልስ እትብል ነቲ መበቆል ውድቀት ሰብ ጥራይ ኣይኰነትን ኣነጺራ እትገልጽ፡ ግናኸ ነቲ ብትሕቲ እቲ ጫውጫውታ ናይቲ ተላባዒ ሕማምን ሓደጋን፡ ብልሽውናን ህልቀትን፡ ቕትለትን ኣካል ሰብ ምጕዳልን ኾይኑ ነውጺ ዝፈጥር ዘሎ ኣዝዩ ዓብዪ ቓልሲ እውን ትገልጽ እያ። ኣብዚ ኣደናቒ ስራሕ እዚ ንኽፍኣት ዝገጥሞ ተቓዋሚ ኸም ዘለዎ፡ ንሰናይ ሓደ ጐብለል ጅግና ከም ዘለዎ፡ ንሓጢኣት ድማ መወዳእታ ኸም ዘለዎ ኽትርድኡ ኢኹም። ነቲ ናይዛ ዓለም እዚኣ መወዳእታን ነታ እትመጽእ ዘላ ኽብሪ ዝመልኣ ዓለምን እተዳሎኹም ኽትኮኑ ትደልዩ እንተ ደኣ ዄንኩም፡ ነዛ መጽሓፍ እዚኣ ኸተንብብዋ ኣሎኩም።

ቋንቋ:

ዝበዝሐ ዝወረደ

Cover-Image_PT

ቋንቋ: Portuguese

Cover-Image_FR

ቋንቋ: French

Cover-Image_ES

ቋንቋ: Spanish

Cover-Image_DE

ቋንቋ: German

Cover-Image_CS

ቋንቋ: Czech

Cover-Image_HU

ቋንቋ: Hungarian

Cover-Image_TL

ቋንቋ: Tagalog

Cover-Image_SW

ቋንቋ: Swahili

Cover-Image_CEB

ቋንቋ: Cebuano

ዝያዳዶ ኽትፈልጥ ትደሊ ኢኻ፧

  • Privacy Policy
  • Legal Notice
  • Trademark and Logo Usage